,

ስነ-ጥንቲ ቀዳሞት ኤርትራውያን

“ ቀዳሞት ኣቦታት ኣፍሪቃ፡ ንኣፍሪቃውያን ከመሓድሩ ዝሰረትዎ ማሕበራውን ፖለቲካዊን ስርዓት፡ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንረኽቦ።”


ናምዲ ኣዚክወ- ቀዳማይ ፕረሲደንት ናይጀርያ
Stacks Image 2987

ርእይቶ ኣንበብቲ

  • account_circle
    “
    ዶ/ር ዳንኤል ሃብተሚካኤል፡ ብዛዕባ ጥንታዊት ኣዱሊስ ዘቕረበልና ናይ ነዊሕ ዓመታት ውጽኢት ምርምርን መጽናዕትን፡ ነቲ መኣዝኑ ጠፊእዎ፡ ዕንይንይ ዚብል ዘሎ ኣንፈት ኅብረተሰብና፡ ንጥንታዊ ታሪኽና ካብ ዝተቐበሮ ፍሒሩ ብምውጻእ፡ ልዑል ፍናን ብዘስንቕ ኣገባብ፡ ኣብ ድልዱል ታሪኻዊ መሰረት ዜንብርን፣ ረዚን ክብሪ ዜጎናጽፍን፡ ሓድሽ ተስፋን ጽንዓትን ብምዕጣቕ ከኣ ንጹር ጎደና ዜነጽር ገጸ-በረኸት ኢዩ።
    – እንጅነር ተስፋልደት ሚኪኤል
    ”
  • account_circle
    “
    ኣገናዕ ዶቶረ ካባኻ ካልአ ብዙሕ ጽቡቅ ንጽበ::
    – ፍቓድ ጎይትኦም
    ”
  • account_circle
    “
    መርበብ ሓበሬታ ኣዱላውያን ብውሕሉል ዝቐረበ፤ ኣብ ስነ-ፍልጠት ዝተሰረተ ምርምር ብዛዕባ ጥንታዊት ኤርትራ ኮይኑ ስለዝረኸብክዎ፡ ኣዚየ ብዝሕ ተማሂረ። ዶር. ዳኒኤል ምስ መሳርሕትኻ ነዚ ፍልጠት ዓደይ ስለዘሃብተምካለይ ኣዚየ ኣመስግነካ።
    – ኣቶ ተስፋማርያም
    ”
  • account_circle
    “
    መርሓባ ዶር ዳንኤል: ብጣዕሚ ዝነእድ ስራሕ ! እዚ እዉን ገና ካብ ባሕሪ ብጭልፋ እዩ፥ ገና ካልእ ኣበርክቶ ከምእትግበር ርግጸኛታት ኢና:: ኣምላኽ በረኸቱ የብዝሓልካ ።
    – መሓሪ እስቲፋኖስ
    ”
  • account_circle
    “
    ጸባ ስተ ዶር. ዳኒኤል፡ ዓፍራ ጓጉት ጸባ!!!
    – ኣቶ ኪዳነ
    ”